ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ጉግል»
history added |
ንእ Reverted edits by 193.170.118.141 (talk) to last revision by Joanmp14 መፈለጥታታት፦ Replaced ተመለስ |

(12 intermediate revisions by 6 users not shown) | |||
መስመር 1፦ | መስመር 1፦ | ||
{{ሓበሬታ ውድብ |

{{መዋቕር-ኩባንያ}} |

|ስም = ጉግል |

{{ውድብ ሓበሬታ |

|መበቆላዊ_ስም = ጉግል ው.ሓ.ኩ. (Google LLC) |

|ኣርማ = Google 2015 logo.svg |
|ኣርማ = Google 2015 logo.svg |

|መጠን_ኣርማ = 200px |
|መጠን_ኣርማ = 200px |

|ምስሊ = Googleplex HQ (cropped).jpg |
|ምስሊ = Googleplex HQ (cropped).jpg |

|መጠን_ምስሊ = 250px |
|መጠን_ምስሊ = 250px |

|እግሪ_ምስሊ = |
|እግሪ_ምስሊ = [[ጉግልፕለክስ]] (ኣብያተ ጽሕፈት ትካላት) ብሓምለ 2016 |

|ዓይነት = ህዝባዊ |
|ዓይነት = ህዝባዊ |

|ኢንዱስትሪ = [[ኢንተርነት]]
[[ሶፍትዌር]]
[[ሃርድዌር]]

|ኢንዱስትሪ = [[ኢንተርነት]]
[[ሶፍትዌር]]
[[ሃርድዌር]]
[[ቴክኖሎጂ]] |

|መሰረት = 4 |
|መሰረት = {{ዕለት|4|9|1998|ዕድመ}} |

|መስረትቲ = {{Property|p112}} |

|መስራትቲ = [[ላሪ ፐይጅ]]ን [[ሰርጊ ብሪን]]ን |

|ዋና_መኣዘዚ_ቦታ = 1600 Amphitheatre Parkway
{{flagdeco|ኣመሪካ}} [[ማውንቴን ቪው]]፣ [[ካሊፎርንያ]]፣ [[ኣመሪካ]] |

|ኣርእስቲ_መራሒ1 = ዋና |
|ኣርእስቲ_መራሒ1 = [[ዋና ፈጻሚ ስራሕ]] |

|ስም_መራሒ1 = [[ሹንዳር ፒቸይ]] |

|ቦታ_ስራሕ = [[ዓለም|ዓለምለኻዊ]] |

|ፍርያት = [[ዝርዝር ፍርያት ጉግል]] |

|እቶት = 66,001,000,000 [[ዶላር ኣመሪካ]] |
|እቶት = 66,001,000,000 [[ዶላር ኣመሪካ]] |

|ሰራሕተኛታት = |
|ሰራሕተኛታት = 139,995 |

|መርበብ_ሓበሬታ = |
|መርበብ_ሓበሬታ = {{URL|https://www.google.com}} |

'''ጉግል |
'''ጉግል ው.ሓ.ኩ''' (ውሱን ሓላፍነት ኩባንያ) (ብ[[እንግሊዝኛ]]፦ Google LLC)፣ ናይ [[ኣመሪካ|ኣመሪካዊ]] [[ኣልፋበት (ዋኒን)|ኣልፋበት]] ቀንዲ መለስተኛ (subsidiary) ኩባንያ እዩ፣ ፍሉይ ክእለቱ ድማ ምስ [[ኢንተርነት]]፣ [[ሶፍትዌር]]፣ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትን ካልኦት ቴክኖሎጂታትን ዝተኣሳሰሩ ፍርያትን ኣገልግሎታትን እዮም። ቀንዲ ፍርያት ጉግል ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ ምድላይ ሞተር እዩ፣ ዋላ እኳ ካልኦት ፍርያትን ኣገልግሎታትን ከምቲ ናይ [[ጉግል ድራይቭ]] (Google Drive) ቤት ጽሕፈት ተርታ ኣቕሑ፣ እቲ [[ጂመይል]] (Gmail) ዝበሃል [[ኢመይል]]፣ ናይ [[ጉግል ካርታታት]] (Google Maps)፣ [[ጉግል ስትሪት ቪው]]ን (Google Street View) [[ጉግል ኤርዝ]]ን (Google Earth) ናይ ካርታ ኣገልግሎታቱ፣ እቲ ናይ [[ዩትዩብ]] (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታን ካልኦት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎታትን ከም [[ጉግል መጻሕፍቲ]] (Google Books)፣ [[ጉግል ዜና]]ን (Google News) [[ተርጓሚ ጉግል]]ን (Google Translate) የቕርብ እንተኾነ። |

== ታሪኽ == |
== ታሪኽ == |

[[ፋይል:Google page brin.jpg|thumb|ላሪ ፐይጅን |
[[ፋይል:Google page brin.jpg|thumb|ላሪ ፐይጅን ሰርገይ ብሪንን፣ መስራትቲ ጉግል፣ ብመስከረም 2003።]] |

ጉግል ኣብ 1998 ብላሪ ፐይጅን |
ጉግል ኣብ 1998 ብላሪ ፐይጅን ሰርገይ ብሪን ዝተባህሉ ሰባት’ዩ ተመሰሪቱ። እዞም ክልተ መንእሰያት ኣብ ስታንድፎርድ ዩንቨርሲቲይ ተመሃሮ ፒኤችዲ ዲግሪ እንከለዉ’ዮም መስሪቶሞ። ላሪ ፐይጅን ሰርጊ ብሪን 14% እዚ ትካል ክውንኑ እንከለዉ፡ 56% ድማ ብ(ስቶክ ሆልደርስ)’ዩ ዝውነን። |

ጉግል ኣብ 4 መስከረም 1998 ናብ ናይ ውልቂ ትካል ተሰጋገረ። ኣብ 19 ነሓሰ 2004፣ ናብ ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈቱ ‘ካሊፎርንያ’ ዝገዓዘ ጉግል፣ ንፈለማ እዋን ናብ ህዝቢ ዝቐርብ፦ “ጉግል ፕለክስ” ዝብል ስም ተዋህቦ። ኣብ ነሓሰ 2015፣ ጉግል ነቲ ዝተፈላለየ ድሌታት ዘለዎ መደባቱ፣ ኣብ ሓደ ጠርኒፉ መደባቱ ከምዘተዓራሪ ንህዝቢ ኣፍለጠ። |
ጉግል ኣብ 4 መስከረም 1998 ናብ ናይ ውልቂ ትካል ተሰጋገረ። ኣብ 19 ነሓሰ 2004፣ ናብ ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈቱ ‘ካሊፎርንያ’ ዝገዓዘ ጉግል፣ ንፈለማ እዋን ናብ ህዝቢ ዝቐርብ፦ “ጉግል ፕለክስ” ዝብል ስም ተዋህቦ። ኣብ ነሓሰ 2015፣ ጉግል ነቲ ዝተፈላለየ ድሌታት ዘለዎ መደባቱ፣ ኣብ ሓደ ጠርኒፉ መደባቱ ከምዘተዓራሪ ንህዝቢ ኣፍለጠ። |
Latest revision as of 21:57, 16 ጥቅምቲ 2022
ጉግል | ||

ጉግል ው.ሓ.ኩ. (Google LLC) | ||
ጉግልፕለክስ (ኣብያተ ጽሕፈት ትካላት) ብሓምለ 2016 | ||
ዓይነት | ህዝባዊ | |
ኢንዱስትሪ |
ኢንተርነት ሶፍትዌር ሃርድዌር ቴክኖሎጂ | |
መሰረት | 4 መስከረም 1998 (26 ዓመታት) | |
መስረትቲ |
ሰርገይ ብሪን ላሪ ፐይጅ | |
ዋና ቤት ጽሕፈት | Googleplex (Mountain View፣ ኣመሪካ) | |
ቦታ ስራሕ | ዓለምለኻዊ | |
ዋና ፈጻሚ ስራሕ | ሹንዳር ፒቸይ | |
ፍርያት | ዝርዝር ፍርያት ጉግል | |
እቶት | 66,001,000,000 ዶላር ኣመሪካ | |
ሰራሕተኛታት | 139,995 | |
መስተማእዛኒታት | 37°25′19″ሰ 122°05′04″ምዕ / 37.422055555556, -122.08444444444 | |
መርበብ ሓበሬታ | www.google.com | |
ጉግል ው.ሓ.ኩ (ውሱን ሓላፍነት ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይ ኣመሪካዊ ኣልፋበት ቀንዲ መለስተኛ (subsidiary) ኩባንያ እዩ፣ ፍሉይ ክእለቱ ድማ ምስ ኢንተርነት፣ ሶፍትዌር፣ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትን ካልኦት ቴክኖሎጂታትን ዝተኣሳሰሩ ፍርያትን ኣገልግሎታትን እዮም። ቀንዲ ፍርያት ጉግል ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ ምድላይ ሞተር እዩ፣ ዋላ እኳ ካልኦት ፍርያትን ኣገልግሎታትን ከምቲ ናይ ጉግል ድራይቭ (Google Drive) ቤት ጽሕፈት ተርታ ኣቕሑ፣ እቲ ጂመይል (Gmail) ዝበሃል ኢመይል፣ ናይ ጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ ጉግል ስትሪት ቪውን (Google Street View) ጉግል ኤርዝን (Google Earth) ናይ ካርታ ኣገልግሎታቱ፣ እቲ ናይ ዩትዩብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታን ካልኦት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎታትን ከም ጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ ጉግል ዜናን (Google News) ተርጓሚ ጉግልን (Google Translate) የቕርብ እንተኾነ።
ጉግል ኣብ 1998 ብላሪ ፐይጅን ሰርገይ ብሪን ዝተባህሉ ሰባት’ዩ ተመሰሪቱ። እዞም ክልተ መንእሰያት ኣብ ስታንድፎርድ ዩንቨርሲቲይ ተመሃሮ ፒኤችዲ ዲግሪ እንከለዉ’ዮም መስሪቶሞ። ላሪ ፐይጅን ሰርጊ ብሪን 14% እዚ ትካል ክውንኑ እንከለዉ፡ 56% ድማ ብ(ስቶክ ሆልደርስ)’ዩ ዝውነን።
ጉግል ኣብ 4 መስከረም 1998 ናብ ናይ ውልቂ ትካል ተሰጋገረ። ኣብ 19 ነሓሰ 2004፣ ናብ ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈቱ ‘ካሊፎርንያ’ ዝገዓዘ ጉግል፣ ንፈለማ እዋን ናብ ህዝቢ ዝቐርብ፦ “ጉግል ፕለክስ” ዝብል ስም ተዋህቦ። ኣብ ነሓሰ 2015፣ ጉግል ነቲ ዝተፈላለየ ድሌታት ዘለዎ መደባቱ፣ ኣብ ሓደ ጠርኒፉ መደባቱ ከምዘተዓራሪ ንህዝቢ ኣፍለጠ።
ካብ ዝጠራነፍ ኣትሒዙ ቅልጡፍ ዕብየት ዘርኣየ ጉግል፣ ብሓንሳዕ’ዩ ዝተፈላለዩ መደባት ኣቕሪቡ። ዝተፈላለዩ ነገራት ደሊኻ ኣብ ጉግል ኣቲኻ ምርካብ፣ ንስራሕ ዘድልዪ ነገራት ኣገልግሎት ምሃብ፣ ፍርያት ጉግል ከም ወረቃቕቲ፣ ኢሜይል፣ ምስራዕ ምትዕርራይ መደባት፣ ማሕበራዊ መራኸቢ መስመራት፣ ብጽሑፍን ብቪዲዮን መልእኽቲ ምስዳድ፣ ቋንቋ ምቕያር፣ ካርታ ሃገራት ምሕባር፣ ዝተፈላለዩ ጽሑፋትን ኣገልግሎታትን የዳሉ።
ካብዚ ቀጺሉ ጉግል ኣብ ሞባይል ኣንድሮይድ፣ ጉግል ክሮም ዌብ ብሮውሰር፣ ክሮም ኦስን ኣብ ሞባይል ዝሰርሑ ዝተፈላለዩ ሶፍትዌራትን ኣተኣታትዩ’ዩ።
ጉግል ካብ 2010 ኣትሒዙ ክሳብ 2015 ዝተፈላለዩ ንብረት እዩ ኣፍሪዩ። እዚ ትካል ምስ ዝተፈላለየ ኤለክትሮኒካዊ ነገራት ዘፍርያ ትካላት ብምሕባር፡ ከም ሞባይልን መጉልሒ ድምጽን ኣብ ጥቅምቲ 2016 ኣቕሪቡ። ጉግል፣ ብተወሳኺ እቲ ቀንዲ ተሰካሚ ኢንተርነት ክኸውን ክኢሉ’ዩ።
ጉግል፣ ዩቱብን ብሎገርን ዝርከብዎ ኣብ ዓለም ካብቶም ዝያዳ ተጠቀምቲ ዘለዉዎ መስመራት ኢንተርነት ተባሂሉ ተጠቒሱ’ዩ። እዚ ትካል ምስቶም ፍሉጣትን ክቡራትን ትካላት ዓለምና’ዩ ዝስራዕ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ግን፣ ኣብ ውልቃዊ ጉዳያት፣ ምውጋድ ቀረጽ፣ ዘይእመን ሜማ ወይ ሰንሰር ኣብ ዝኣመሰሉ ክስታትን ኣገደስቲ ነቐፌታትን ይቐርቦ እዩ።
ዕላማ ጉግል፦ “ኣብ ዓለም ዘሎ ሓበሬታታት ብምዕራይ፣ ንኩሉ ብማዕረ ንኽበጽሕን ጠቓሚ ክኸውንን” ዝብል እዩ።